ማስታወሻ፡– ቀጥሎ የምታነቡት ጽሑፍ በፍቃዱ ኃይሉ ከቂሊንጦ እስር ቤት ለነገረ ኢትዮጵያ የላከው ነው፡፡ ጽሑፉ በአማርኛና ትግርኛ እንዲነበብለት በጠየቀው መሰረት አማርኛው ቀጥሎ ቀርቧል፤ ትግርኛውን ከዚህ በታች ማግኘት ይቻላል፡፡
ትግራይ የኢትዮጵያ ገናና ታሪክ መሬቷ ላይ የተጻፈባት ክልል ናት፡፡ ብዙዎች ‹‹የኢትዮጵያ ራስ ናት›› የሚሉት ለዚህ ነው፡፡ የኢትዮጵያን ታሪክ ወደኋላ 3000 ዓመት የሚያደርሰው የአክሱም ስልጣኔ አሻራውን ትቶ የሄደው በትግራይ ክልል፣ አክሱም ከተማ ነው፡፡ ከአረቦች ተቀድቷል የሚባለውን የንግስተ ሳባ ታሪክ ‹‹ክብረ ነገስት›› በሚባለው መጽሐፍ ተርጉመው ለዚህ ትውልድ ያኖሩልን የትግራይ ሊቃውንት ናቸው፡፡
ሌላው ቀርቶ ህብረ-ብሄራዊ ቅርስ የሆነንን የሳባ ፊደል ለመላው ኢትዮጵያዊ ያወረሱት የትግራይ ሊቃውንት ናቸው፡፡ ከኢትዮጵያዊነት ቀለሞች አንዱ የሆነው ያሬዳዊው ዜማ የተቀዳው ከትግራይ ምድር ነው፡፡ እነዚህና ሌሎች ያልጠቀስኳቸው እውነታዎች ሁሉም ኢትዮጵያዊ የሚኮራባቸው ናቸው፡፡
ኢትዮጵያዊነት በትግራይና በሌሎችም ህዝቦች አኩሪ ታሪክ፣ ባህልና ስርዓት ተገምዶ የተፈጠረ ማንነት ነው፡፡ ይሁን እንጂ ነገሥታት በመጡና በሄዱ ቁጥር ለራሳቸው ጥቅም አንዱን ወገን ከጎናቸው በማሰለፍ ሌላውን ወገን ያጠቁ ነበር፡፡ የአሁኑ የሀገራችን ገዢዎችም፣ ይህንን ስልት እየተጠቀሙ በስጋና መንፈስ የተገነባውን ህብረታችንን ሊያፈርሱብን ከጫፍ ደርሰዋል፡፡ የዚህ ጽሁፍ ዓላማ ለዚህ እኩይ ተግባር ትግራዋዮች ተባባሪ እንዳይሆኑ መጠየቅ ነው፡፡
እንደሚታወቀው አምባገነኑን ደርግ ለመጣል በተደረገው ትግል የትግራይ ህዝብ የከፈለው መስዋዕትነት ቀላል አይደለም፡፡ ይሁን እንጂ ደርግን ተክቶ ስልጣን የያዘው ሕወሓት ቃል የገባውን ዴሞክራሲ እና ነጻነት ማምጣት ከብዶታል፡፡ እንዲያውም መልሶ ከደርግ ያልተናነሰ አምባገነን ሊሆን ተቃርቧል፡፡ ይህ አልበቃ ብሎት በትግራይ ህዝብ ስም የጥቂት ግለሰቦችን ጥቅም እያካበተ ነው፡፡ በዚህም የከፋፍለህ ግዛ ስልቱ በትግራይ ህዝብ እና በሌሎቻችን መካከል የቅራኔ ግንብ እየገነባ ነው፡፡
እኔ የመሐል ሀገር ሰው ነኝ፡፡ የመሐል ሀገር ሰው በሕወሓት ከፋፍለህ ግዛ ስልት ምን ያክል እንደተሸወደ አይቻለሁ፡፡ እኔም የችግሩ ሰለባ ነኝ፡፡ የመሐል ሀገር ሰው ትግራዋይ ሁሉ የሕወሓት አባል ይመስለዋል ቢባል የተጋነነ ውሸት አይደለም፡፡ የፖለቲካ ቅሬታ ያለው የመሐል ሀገር ሰው ትግራዋዮች ፊት ችግሩን አያወራም፡፡ ሁሉም አንድ ናቸው ብሎ ይፈራል፡፡ ታዲያ በዚህ የመሐል ሀገር ሰው ሊወቀስ አይገባም፡፡ ምክንያቱም የሕወሓት ፖሮፖጋንዳ ሰለባ አድርጎታል፡፡ ሕወሓት ራሱን የትግራይ ሕዝብ ወኪል አስመስሎ ያቀርባል፡፡ በደል እና ጭቆና የበዛበት የመሐል ሀገር ሕዝብ፣ ሕወሓት የጨቆነው የትግራይ ህዝብ የጨቆነው ይመስለዋል፡፡
በዚህ ጉዳይ ከብዙ የትግራይ ልጆች ጋር ካወራሁ በኋላ ሌላ ነገር ተገለጸልኝ፡፡ ለካስ ትንሽ የማይባሉ የትግራይ ልጆቹ የመሐል ሀገር ሰው ይጠላናል ብለው ያስባሉ፡፡ የመሐል ሀገር ሰው በሕወሓት እና በትግራይ ሕዝብ መሐል ያለውን ልዩነት መረዳት ባለመቻሉ፣ የትግራይ ሰው በፍራቻ ከሕወሓት ሌላ አማራጭ እንዳይዝ አድርጎታል፡፡ ሕወሓት የጨቋኞች ቡድን ነው፡፡ አንድ ጨቋኝ ቡድን ደግሞ እየመረጠ አይበድልም፡፡ ለስልጣኑ እና ለጥቅሙ ያልተመቸውን ሁሉ ይበድላል፡፡ ስለዚህ የህወሓት ጨቋኝነት ለትግራይ ሕዝብም የሚቀር አይደለም፡፡ እኔ (የመሐል ሀገር ሰው) የትግራይ ህዝብ ከህወሓት የተባበረ የሚመስለኝ በስርዓቱ ተጠቃሚ ስለሆነ ይመስለኝ ነበር፡፡ ተሳስቻለሁ፡፡ ለካስ የእኛ ጥርጣሬ የፈጠረው ፍራቻ ነው፡፡
ከትግራይ ልጆች ጋር በግልጽ ስንነጋገር የተረዳሁት ይህንን ነው፡፡ የትግራይ ሰዎች ሕወሓትን የሚመርጡ የሚመስሉት ሌላ የሚያምኑት ባለማግኘታቸው ነው፡፡ እርግጥ ነው፣ ጭቆናም ሆነ ነጻነት ለአንዱ ተሰጥቶ ለሌላው የሚነፈግ አይደለም፡፡ ኢትዮጵያ ሁላችንም በህብረት የምንኖርባት ሀገር እስከሆነች ድረስ፣ የትግራይ ህዝብ ነጻ ወጥቶ ሌላው ሳይወጣ አይቀርም፡፡ ሌላው እየተጨቆነ ከሆነ ደግሞ የትግራይም ህዝብ እየተጨቆነ ነው ማለት ነው፡፡ እንደተረዳሁት ግን፣ ይህንን ሐቅ የሕወሓት ፕሮፖጋንዳ ሸፍኖታል፡፡
ልክ የመሐል ሀገር ሰዎች የትግራይ ሰዎችን ሁሉ በሕወሓት አባልነትና ደጋፊነት እንደሚጠረጥሯቸውና እንደሚፈሯቸው ሁሉ፣ የትግራይ ሰዎችም የመሐል ሀገር ሰዎች ከህወሓት ጋር ቀይጠው ያጠቁናል ብለው ይጠረጥራሉ፤ ወይም ይፈራሉ፡፡ ይህ በመካከላችን ትልቅ የፍርሃት ግድግዳ ፈጥሯል፡፡ ግድግዳውን በመተማመን ማፍረስ ደግሞ የእኔና የእናንተ ኃላፊነት ነው፡፡
ጋዜጠኛ ዮናስ በላይ ሽፍቶቹ፣ ወያኔዎች እና የትግራይ ህዝብ የተለያዩ ናቸው ይላል፡፡ ወያኔዎቹ የነጻነት ታጋዮች ናቸው፡፡ ሽፍቶቹ ደግሞ በነጻነት ታጋዮቹ ስም የሚነግዱት የአሁኖቹ ጨቋኞች (ሕወሓቶች) ናቸው፡፡ ዮናስ በላይ የትግራይ ህዝብ የሽፍቶቹ ተባባሪ እንዳልሆነ የጻፈውን ከልቤ ተቀብየዋለሁ፡፡ የትግራይ ህዝብ የሽፍቶቹ ተባባሪ ካልሆነ አሁን ብዙዎቻችን እያደረግን ያለነውን የነጻነትና የዴሞክራሲ ጥረት (ትግል) ይቀላቀላል ብዬ ተስፋ አደርጋለሁ፡፡ በእርግጥም ብዙ ትግራዋይ የነጻነት ታጋዮች ዛሬም አሉ፡፡ ነገር ግን ትግላቸው ከመሐል፣ ከምዕራብ፣ ከምስራቅና ደቡብ ሀገር ሰዎች ጋር መቀናጀት አልቻለም፡፡
እዚህ ጋር ከብዙ በእስር ከሚሰቃዩ የትግራይ ልጆች መሀከል አብርሃ ደስታን መጥቀስ ይኖርብኛል፡፡ አብርሃ የትም ቦታ የሚደረግ ጭቆና ይሰማኛል ብሎ የሚታገል ታጋይ፣ ምሁርና ምክንያታዊ የሐውዜን ልጅ ነው፡፡ አብርሃ ከማንም በላይ በትግራይ እና በመሐል ሀገር ሰው መካከል ያለውን አለመተማመን የሰበረ ሰው ነው፡፡ አብርሃ በኃይለኛ ብዕሩ ሕወሓትን ሲተች የተመለከቱ የመሐል ሀገር ሰዎች ‹‹ለካስ ትግራዋዮችም ህወሓትን ይቃወማሉ›› አስብሏቸዋል፡፡ ይህንን ሰው ግን ለነጻነት ታግያለሁ የሚለው ሕወሓት በመቃወሙ አስሮታል፡፡ አሁን በቃሊቲ ማረሚያ ቤት ጠያቂ ተከልክሎ፣ በጥብቅ ክትትል እንደወንጀለኛ ታስሯል፡፡ በትግራይ ልጆች መስዋዕትነት ስልጣን ላይ የወጣው ሕወሓት በስልጣኑ ከመጡበት ለትግራይ ልጆችም እንደማይመለስ አብርሃ ደስታ ማሳያ ነው፡፡
ሕወሓት በትግራይ ስም እየነገደ ነው፡፡ የትግራይ ሕዝብ በህወሓት ስም መልካም ገጽታው እየጎደፈ ነው፡፡ ይህ ግን መቀጠል የሌለበት ታሪክ ነው፡፡ የትግራይ ህዝብ፣ በተለይ የትግራይ ወጣቶች ይህንን ታሪክ ከሌላው ሕዝብ ጎን ቆመው ማስቆም አለባቸው፡፡ የትግራይ ህዝብ ለጭቆና እምቢ ባይነት ሕወሓት በሚል ስም ራሳቸውን ለሚጠሩት ሽፍቶችም መዋል አለበት፡፡
ኑ! እምቢ አልጨቆንም እንበል፡፡
ናይ ማእኸል ሃገር ሰብ መልእኽቲ ንህዝቢ ትግራይ
በፍቃዱ ኃይሉ (ከቂሊንጦ ለነገረ ኢትዮጵያ)
ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ ዕዙዝ ታሪኽ ዝሰፈረላ ክልል እያ፡፡ አባዝሓ “ናይ ኢትዮጵያ ርእሲ እያ” ንድሕሪት 3000 ዓመታት ዘብፅሕ ስልጣነ ኣኽሱም አስር ገዲፋ ዝኸደ አብ ክልል ትግራይ ከተማ አኽሱም እዩ፡፡ ካብ የዕራብ ተቐዲሑ ዝበሃል ናይ ንግስተ ሳባ ታሪኽ “ክብረ ነገስት” አባ ዝበሃል መፅሐፍ ተርጐሞም ነዚ ወለዶ ዘንበሩልና ሊቃውንቲ ትግራይ እዮም፡፡
ካሊእ ተሪፋ ሕብረ – ብሄራዊ ሓድጊ ዝኾነና ናይ ሳባ ፊደል ንኹሉ ኢትዮጵያ ዘውረሱ ሊቃውንቲ ትግራይ እዮም፡፡ ካብ ኢትዮጵያ ዊነት ቀለማት ጣደ ዝኾነ ያሬዳዊ ዜማ ዝተቐድጣሐ ካብ ምድሪ ትግራይ እዩ፡፡ እዚኦምን ካልኦት ዘይፀራሕክፎም ሐቅታት ኩሎም ኢትዮጵያውያን ዝሕበንሎም እዮም ኢትዮጵያውያን ዝሕበንሎም እዮም፡፡
ኢትዮጵያዊነት አብ ትግራይን ካልኦት ህዝብታት ዘሐብን ታሪኽ፣ ባህልን ስርዓት ተላሒፁ ዝተፈጠረ እንታይነት እዩ፡፡ ይኹን እምበር ሃፄያውያን ብዝመፅሉን ብዝኸድሉ ጊዜ ንዓርሶም ረብሓ ሓደ ወገን አብ ጎኖም ብምስላፍ ንኻልእ ወገን ይሃስዩ ኔሮም፡፡ ናይ ሕዚ ገዛእቲ ሃገርና እዚ ሜላ እናተጠቐሙ ብስጋን መንፈስ ዝተሃነፀ እንታይነትናን ሕብረትና ንኸፍርሱ ኣብ ጫፍ በፂሖም እዮም፡፡
ናይዚ ፅሑፍ ዕላማ ነዚ ሕሱም ተግባር ትግራዎት ተሓባበርቲ ንኸይኾኑ ንምሕታት እዩ፡፡
ከምዝፍለጥ ውልቀ መላኺ ደርጊ ንምግርሳሳ አብ ዝተኻየደ ገድሊ ህዝቢ ትግራይ ዝኸፈሎ መስዋእትነት ቀሊል ኣይኮነን፡፡ ይኹን እምበር ንደርጊ ተኪኡ መዚ ዝጨበጠ ሕ.ወ.ሓ.ት ዝአተዎ ቃልን ዲሞክራሲን ነፃነት ምምፃእ ካሊድዎ እዩ፡፡ ማሕልፎ ካብ ደርጊ ዘይንእስ ውልቀ መላኺ ክኽውን ቀሪቡ ይርከብ፡፡ እዚ እንተይነኣሶ ብሽም ህዝቢ ትግራይ ናይ ሒደት ውልቀ ሰባት ረብሓ እናኣከበ እዩ፡፡
ኣነ ናይ ማእኸል ሃገር ውልቀሰብ እየ፡፡ ናይ ማእኸል ሀገር ሰብ ብናይ ሕ.ወ.ሓ.ት ከፋፊልካ ግዛእ ሜላ ክንደይ ዝኣክል ከምዝተሸወደ ሪእዩ እዩ፡፡ ኣነውን ናይዚ ፀገም ኣካል እየ፡፡ ናይ ማእኸል ሃገር ሰብ አብ መንጎ ሕ.ወ.ሓ.ት ካልእ መማረፂ ንኸይሕዝ ጌርዎ እዩ፡፡
ሕ.ወ.ሓ.ት ናይ ጨቆንቲ ጉጅለ እዩ፡፡ ሓደ ጨቋኒ ጉጅለ ድማ እናመረፀ ኣይብድልን፡፡ ንመዙን ረብሕኡ ዘይተመቸወ ኹሉ ዝብድል እዩ፡፡
ስለዚ ናይ ሕ.ወ.ሓ.ት ጭቆና ኣብ ህዝቢ ትግራይ እውን ዝተርፍ ኣይኮነን፡፡ ኣነ /ናይ ማእኸል ሃገር ሰብ/ ህዝቢ ትግራይ ምስ ሕ.ወ.ሓ.ት ዝተሓባበር ይመስለኒ ዝነበረ በዚ ስርዓት ተረባሒ ስለዝኾነ ይመስለኒ ኔሩ፡፡ ተጋግየ፡፡ ለካ ዝተፈጠረና ጥርጣረ ፍርሒ እዩ፡፡
ምስ ደቂ ትግራይ ብግልፂ እንተንዛተ ዝተገንብኩዎ እዚ እዩ፡፡ ደቂ ሰባት ትግራይ ንሕ.ወ.ሓ.ት ዝመርፁ ዝመስሉ ካልእ ዝኣምንዎ ብዘይ ምርካቦም እዩ፡፡ ርግፅ‘የ ጭቆና ኾነ ሓርነትን ሓደ ሂብካ ንኻልእ ዝዕገት አይኮናን፡፡
ኢትዮጵያ ኩላህና ብሕብረት እንነብረላ ሃገር ስጋዕ ዝኾነት ጊዜ ህዝቢ ትግራይ ሓራ ወፂኡ ካልእ እንተይወፀ ኣይተርፍን፡፡ እቲ ካልእ እናተጨቆነ እንተኾይኑ ድማ ህዝቢ ትግራይ እውን እናተጨቆነ እዩ ማለት እዩ፡፡ ግን ከምዝተገንዘብክዎ እዚ ሓቂ ኘሮፓጋንዳ ሕ.ወ.ሓ.ት ሸፊንዎ እዩ፡፡
ናይ ማእኸል ሃገር ሰባት ንደቂ ትግራይ ከም አባልነትን ደጋፍነት ሕ.ወ.ሓ.ት ከም ዝጥርጥርዎምን ከምዝፈርሕዎም ኩሉ ደቂ ትግራይውን ናይ ማእኸል ሃገር ሰባት ምስ ሕ.ወ.ሓ.ት ጨፍሊቆም ከየጥቅዑና ኢሎም ይጠራጠሩ ወይ ይፈርሑ፡፡ እዚ አብ መንጎና ግብዕ መንደቕ ፍርሓት ፈጢሩ እዩ፡፡
እዚ መንደቕ ብምትእምማን ንምግ ሃስ ድማ ናተይን ናታትኩም ሓላፍነት እዩ፡፡
ጋዜጠኛ ዮናስ በላይ ሸፋቱ፣ ወያነን ህዝቢ ትግራይ ዝተፈላለዩ እዮም ይብል፡፡ ወየንቲ ንሓርነት ተጋደልቲ እዮም፡፡ ሸፋቱ ድማ ብሽም ተጋደልቲ ሓርነት ዝነግዱ ናይ ሕዚ ጨቆንቲ /ሕ.ወ.ሓ.ት/ እዮም፡፡ ዮናስ በላይ ህዝቢ ትግራይ ናይ ሸፋቱ ተሓጋጋዚ ተዘይኮይኑ ሕዚ ኩላህና / አብዝሓ እናገበርናዮ ዘለና ኣብ ፃዕሪ /ቃልሲ/ ሓርነትን ዲሞክራሲ ይፅምበር ኢለ ተስፋ እገብር፡፡ ርግፅ‘ዩ ብዙሓት ተጋሩ ተጋደልቲ ሓርነት ሉሚውን አለው፡፡ ኮይኑ ግን ቃልሶም ምስማእኸል ምዕራብ፣ ምብራቕን ደቡብ ጠቂ ሰባት ክዋደድ አይከኣልን፡፡
ኣብዚ ምስ ብዙሓት ማእሰርቲ እናተሳቐዩ ካብዝርከቡ መንጎ አብርሃ ደስታ ክፀርሕ ይግብኣኒ አብርሃ ኣብዝኾነ ቦታ ዝካየድ ጭቆና ይስምዓኒ ኢሉ ዝቃለስ ተጋዳላይ ምሁርን ምክንያታዊ ወዲ ሐውዜን እዩ፡፡ ኣብርሃ ልዕሊ ኹሉ ኣብ መንጎ ደቂ ሰባት ማእኸል ሃገርን ትግራይ ዘሎ ዘይምትእምማን ዝገሃስ ውልቀ ሰብ እዩ፡፡ ኣብርሃ በቲ ሓያል ብዕሩ ንሕ.ወ.ሓ.ት እንትነቅፍ ዝረአዩ ደቂ ሰባት ማእኸል ሃገር “ለካ ተጋሩ እውን ንሕ.ወ.ሓ.ት ይቃወሙ እዮም” ክብሉ ጌርዎም እዩ፡፡ ንሓርነት ተቓሊሰ እየ ዝብል ሕ.ወ.ሓ.ት ግን ነዚ ውልቀ ሰብ ኣሲርዎ እዩ፡፡ ብዚ እዋን ኣብ ቃሊቲ ቤትህንፀት ዝሓቶ ተኸልኪሉ ብፅኑዕ ክትትል ከም ገበነኛ ተኣሲሩ ይርከብ፡፡
ብመስዋእትነት ደቂ ትግራይ ኣብስልጣን ዝወፀ ሕ.ወ.ሓ.ት ብስልጣኑ ንዝመፀ ንደቂ ትግራይ እውን ከምዘይምለስ አብርሃ ደስታ መርአያ እዩ፡፡
ሕ.ወ.ሓ.ት ብሽም ትግራይ እናነገደ እዩ፡፡ ሕዝቢ ትግራይ ብሽም ሕ.ወ.ሓ.ት ፅቡቕ መንፅሩ እናጠፍአ እዩ፡፡ እዚ ግን ክቕፅል ዘይብሉ ታሪኽ እዩ፡፡ ህዝቢ ትግራይ፣ ብፍላይ መናእሰያት ትግራይ እዚ ታሪኽ ምስ ካልእ ሕዝብታት ጎኒ ብምስላፍ ደው ከብሎ ይግባእ፡፡
ህዝቢ ትግራይ ንጭቆና እምቢ ማለት ሕ.ወ.ሓ.ት ብዝብል ሽም ዓርሶም ንዝፅውዑ ሸፋቱ እውን ክውዕል አለዎ፡፡
ንዑ! እምቢ ኣይንጭቆንን ንበል!
“ጎልጉል፡ የድረገጽ ጋዜጣ የሕዝብ” እንደመሆኑ በ“የኔ ሃሳብ (Opinion)” ዓምድ ሥር የድርጅቶችና የማንኛውም ግለሰብ ነጻ ሃሳብ የሚስተናገድ ሲሆን ከአንባቢያን የሚላኩልን ጽሁፎች በጋዜጣው የአርትዖት (ኤዲቶሪያል) መመሪያ መሠረት ያለ መድልዖ በዚህ ዓምድ ሥር ይታተማሉ፡፡ ይህ በጎልጉል የድረገጽ ጋዜጣ በ“የኔ ሃሳብ (Opinion)” ዓምድ የታተመ ጽሁፍ የጎልጉል የድረገጽ ጋዜጣ® አቋም ሳይሆን የጸሃፊው ነው፡፡
ቢንያም ከመቐለ says
ኣንድ ነገር በጣም ይገርመኝ ነበር, ኣብዛኛው የኢትዮጵያ ህዝብ በተለይ የመሀል ሀገር ሰዎች ለምን እኛን እንደሚጠሉን ሲገርመኝ ኑሯል, ለኻ ለዚሁ ነው ይገርማል,
እግዛብሄር ኢትዮጵያን ይባርክ! አሜን።